Fana: At a Speed of Life!

ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት ፍርያታውነት ባህሊ ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረው ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት መፍረያይነት ባህሊ ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ኣብ ኢትዮጵያ መፍረያይነት ንምውሳኽ ዘኽእሉ ሰፋሕቲ ዕድላት ኣለዉ ኢሎም፡፡

“ዓሞቕቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ፣ ምቹው ንብረት ኣየር፣ ልሙዕ መሬት፣ ሰፊሕ ሃፍቲ ማይ፣ ሓይሊ ሰብ ኣለና” ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒትር፥ እዚኣቶም ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ዘይወዓሉ ሃፍቲታት ብምርኻብ መፍረያይነት ምውሳኽ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.