Fana: At a Speed of Life!

ብሪክስ ኣማራፂ ዓለም ለኸ ስርዓት ገንዘብ ክፈጥር ኣለዎ – ኣምባሳደር ቻም ኡጋላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኣማራፂ ዓለም ለኸ ስርዓት ገንዘብ ክፈጥር ኣለዎ  ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ  ሩሲያ ቻም ኡጋላ ገሊፆም።

ኣምባሳደር ቻም ኡጋላ ምስ መራኸቢ ሓፋሽ እታ ሃገር ዝኾነ ኣርቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኢኮኖሚአን ንምጥንኻር ብሓባር ምስራሕ ኣለወን ኢሎም።

ነዚ ድማ ብሪክስ ኣማራፂ ዓለም ለኸ ስርዓት ገንዘብ ክፈጥር ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ባንኪ ልምዓት ኒው ኣብ ብሪክስ ዝተጣየሸን ኣብ 2015 ዓ.ም.ፈ ንስራሕቲ ንግዲ ተባሂሉ ዝተኸፈተን “ንኣባል ሃገራት ብሬክስ ኣስተዋፅኦ ክገብር ኢዩ” ኢሎም።

ካብ ኢትዮጵያ፣ ብራዚል፣ ቻይና፣ ግብፅ፣ ሕንድ፣ ኢራን፣ ሩሲያ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኢሜሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ፓርላማን ኣምባሳደራትን ኣብ ኤክስፖ ሩሲያ ብምርካብ ዑደት ገይሮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.