Fana: At a Speed of Life!

ብሽም ሓው ፈትለወርቀ ገ/እግዚኣብሄር ካብ ዝተቐመጠ ገንዘብ ንምውፃእ ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ሓው ኣባል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፈትለወርቀ ገ/እግዚኣብሄር ካብ ዝተቐመጠ ገንዘብ 267 ሚሊየን ብር ገንዘብ ንምውፃእ ዝፈተኑ 10 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።

በቲ ገበን ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ ዝወዓሉ ውልቀሰባት እቶም ክልተ ዳያኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ኣብ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ዳይሬክተር ምርመራ ገበን ንግዲን ፋይናንስን ረዳት ኮሚሽነር ብርሃኑ ኣበበ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ገበን ሰብ ሞያ ሕጊ ናይ ሕሶት ሰነድ ብምድላው ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሓወን ኣባል እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝኾና ፈትለ ወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ዝኾኑ ኣይተ ዳዊት ገብረእግዚያብሔር ብናይ ሕሶት ሽሙ ቱሉ በዳዳ (ቶፊቅ ሙላት ኣበራ) ብርክብ ስራሕ ዕዳ ከምዘለዎ ብምስምዕማዕ ናይ ሕሶት ሰነድ ብሰብ ሞያ ሕጊ ብምስንዳእ ቤት ፍርዲ ንግልግል ዳይነት ሓቲቶም።

ብበላይ ተስፋየ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.