Fana: At a Speed of Life!

“ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ ተሰሪሑ” – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)500 ሚሊየን ፈልስታት ብምትካል ናይ ባዕልትና ሪከርድ ንክንሰብር ዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንዝወፅኡ ኩሎም አመስጊኖም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መልእኽቶም፥ ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ ተሰሪሑ አሎም።

ዝተዛብዐ ኣየር፣ ዝዓረቐ መሬት ንትውልዲ ኣይነውርስን ብምባል፤ ብንጉህኡ ናብ ጎቦታትን ኩሎም ከባቢታትን ብምውፋር 566 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካልኩም ሪከርድ ተሰቢሩ ኣሎ ኢሎም።

ኣብ ኩለን ክልላት፣ ዞባታትን ወረዳታትን ፈልሲ ተተኺሉ ኣሎ ብምባል፥ ልዕሊ 9 ሺሕ ቦታታት ብምድላው ልዕሊ 3 ሺሕን 600 ሰብ ሞያ ሚዲያ ከምዝተዋፈሩ ገሊፆም።

ሞያተኛታት ግብርናን ቴሌን ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ዘበናዊ ንክኸውን ከምዝሰርሑ ሓቢሮም።

ህፃናት፣ ኣዴታት፣ ኣቦታት፣ ጉድኣት ኣካል፣ ኣቦታት ሃይማኖት ኩሎም ወፂኦም ተኸላ ፈልሲ ብምክያዶም ኢትዮጵያዊያን ታሪክ ሰሪሖም ኢዮም ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.