Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ላዕለዎት ልኡኽ ፌዴራልን ክልል ኦሮሚያን ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ።

ኣብቲ ብኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይ ዑመር ሑሴን፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ከምኡ እውን ካልኦት ኣመራርሓታት ዘካተተ ኢዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኢብራሂም ዑስማን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ዓበይቲ ዓዲን ኣቀባብላ ከምዝገበሩሉ ካብ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.