Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ኣደኣ ዝተዘርአ ግራውቲ ኩታ ገጠም ጣፍ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ መምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ኣደኣ ዝተዘርአ ግራውቲ ኩታ ገጠም ጣፍ ጎብኒዮም።

ኩታ ገጠም ሕርሻ መፍረያይነት ሓረስታይ ኣብ ምድንፋዕ ውፅኢት ምምፃእ ከምዝጀመረ እቶም ርእሰ ምምሕዳር።

193 ሓረስቶት ብማሕበር ብመውዳብ ኣብ 102 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ኩታ ገጠም ግራውቲ ዝራእቲ ጣፍ ኣብ ዓመት 4 ግዘ እናፍረዩ ከምዝኾኑ ኣብቲ እዋን ዑደት ተሓቢሩ።

ብጀሚላ ጀማልን ኣዲሱ ሙሉነህን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.