Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣምቡሌ እንትበፅሕ ብኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሉ፡፡

ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ድማ ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ-በዓል ኣር ፒ ፒ ክሳተፉ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.