Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ።

ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ቻይና ቅልጡፍ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ዘመዝገበ ኮሙኒስት ፓርቲ፤ ታሪኻዊ ኣመፃፅኣ፣ ዕቤት፣ ዝነበሩ ማሕለኻታትን ዓወታትን ተመልኪቶም፡፡

ካብ ኮሙኒስት ፓርቲ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ዜጋታት ብምድንፋዕ ኩሉ ዜጋ ንኢኮኖሚ ዕቤት ሃገሩ ናይ ባዕሉ ግደ ክፃወት ምግባር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ተሞክሮ ከምዝተወሰደ ተሓቢሩ፡፡

እቶም ልኡኻት ካብዚ ብተወሳኺ፥ ኣብ ወደብ ሻንጋ ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.