Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉ8ዳያት ወፃኢን ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኪንግ ካሊድ እንትበፅሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑዲ ዓረብያ፣ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዑዲ ዓረብያ ሌንጮ ባቲን ሰራሕተኛታት እቲ ኤምባሲን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሳለጥ ኣይ ኤስ ኤስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንምቅላስ መስ ዝተጣየሸ ዓለም ለኸ ጥምረት ሚኒስትራት ጉባኤ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ሪያድ ኣምሪሖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.