Fana: At a Speed of Life!

ብኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣትዩ።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊል ጅግጅጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቲ በዓል “ማዕርነትን ብዙህነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.