Fana: At a Speed of Life!

ብከይዲ ኩናት ህልውና ዝተረኸበ ሓድነት ንኢትዮጵያ ዘላቂ፣ ኩለመዳይ ሰላምን ዕብየትን ክጠቅም ዘኽእል ዘተ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ላዕለዎት መንግስቲ ፌደራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ጀሚሩ፡፡

መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኩናት ህልውና ናይ መጀመርያ ምዓራፍ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ፤ ዝተረኸቡ ኩለመዳይ ዓወታት ሓሊኻ ናብ ዘላቂ ሰላምን ልምዓትን ከሰጋግር ኣብ ዘኽእል ዘተ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡

እቲ ዝተረኸበ ዓወት ስዒቡ ክመፅኡ ዝኽእሉ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ሰብኣውን ፈተናታት ፀጥታን ብብቕዓት ንምፍታሕ ትኩረት ተገይሩ ክስረሐሉ እዩ ተባሂሉ፡፡

ኣብ ከይዲ ህልውና ኩናት ዝተረኸበ ሃገራዊ ሓድነት ተናቢብካን ተዋዲድካን ናይ ምስራሕ ልምዲ፣ ቆራፅነትን ኣመራርሓ ኩለመዳይ ተሳትፎን፣ ንኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላምን ኩለመዳይ ዕብየትን ክጠቅም ኣብ ዘኽእልን ኣብ ኣድላይነት ኣመራርሓን ብዕምቖት ክዝቲ እዩ ከምዝተበሃለ ካብ ፓርቲ ብልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

እቲ ዘተ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ክካየድ ኢዩ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.