Fana: At a Speed of Life!

ብዓል ኢሬቻ ኣብ ዝኽበረሉ ቦታ ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓል ኢሬቻ ሆራ ፌንፊኔ ኣብ ዝካየደሉ ቦታ ሎሚ መዓልቲ ወፍሪ ፅርየትን ነፀጋ ፀረ ታህዋስያንን ተሳሊጡ።

ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኤጀንሲ ምምሕዳር ደረቕ ርስሓት ኣዲስ ኣበባ ዶክተር እሼቱ ለማ፥ ኣብቲ ወፍሪ ፅሬት ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ትካላት ሃይማኖትን ከምዝተረኸቡ ገሊፆም።

እዚ ድማ እቲ በዓል ናይ ሓባር ምዃኑ ዘመላኽት ኢዩ ኢሎም።

እቲ ብዓል እንትኽበር ኮቪድ 19 ብምክልኻቀልን ብምጥንቃቕን ክኸወን ከምዝግባእ እወን ተሓቢሩ።

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕለተ ቀዳም 23 መስከረም 2013 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ነዝኽበር ብዓል ኢሬቻ ዝኸወነ ዝተፈላለዩ8 መድላዋት ከምዝገበረ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.