Fana: At a Speed of Life!

ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽባር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሲዳማ ብሄር ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምኽባር ተጀሚሩ።

መድላው እቲ ብዓል ብምርቓት ኣቦታት ዝተጀመረ እነትኸውን፥ ብሆሬ፣ ፋሮ፣ ቄጣላ ብፈረስ ጉግስን ካልኦት ባህላዊ ፍፃመታትን እቲ በዓል ይክበር ከምዘሎ ሓላፊት ቢሮ ፕሬስ ሴክሪታሪ ኣይተ ፊሊፖስ ናሆም ገሊፀን።

እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን በዓል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

የኦሮሚያ ክልል ርዕሰ መስተዳድር አቶ ሽመልስ አብዲሳ፣ አምባሳደር ሽፈራው ሽጉጤ፣ የአዲስ አበባ ከተማ ስራ አስኪያጅ አቶ ጥራቱ በየነ እና ሌሎች የክልልና የፌደራል ከፍተኛ የመንግስት የስራ ኃላፊዎችና እንግዶችም በበዓሉ ላይ ለመታደም ሀዋሳ ገብተዋል።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ኣምባሳር ሽፈራው ሽጉጤ፣ መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ኣይተ ጥራቱ በየነን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልላትን ፌዴራልን እቲ በዓል ንምኽባር ሃዋሳ ምእታዎም ይዝከር።

ብቤዛዊት ከበደን ብቢቂላ ቱፋ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.