Fana: At a Speed of Life!

ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ዘቲየን።

እቲ ዘተ ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ፍሰት ሃወፅቲ ክብ ንምባል ተዋዲድካ ንምስራሕን ክሳብ ሐዚ ዝስርሑ ዘለዉ ምንቅስቓሳት ንምጥንኻርን ዓሊሞም ተላዚቦም።

“ET-Holiday” ዝበሃል መርሃ ግብሪን ካልኦት ሃወፅቲ ንምትብባዕ ዝሕግዙ ሜላታትን ብምትእትታው ውፅኢታዊ ስራሕ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ነጥብታት እውን ምዝታዮም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.