Fana: At a Speed of Life!

ብዘይሕጋዊ መልክዑ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ማግናታይት ዝተብሃለ መዓድን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መልክዑ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ዝምዘን ማግናታይት ዝተብሃለ መዓድን ኣብ ከተማ ሃረር ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ።

ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ድሬዳዋ ብዝተረኸበ ሓበሬታን ብዝተገበረ ክትትልን ኣብ ከተማ ሃረር ነቲ መዓድን እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሰለስተ ተጠርጠርቲ እውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ፡፡

ኮሚሽን ጉምሩኽ÷ ኣብቲ ስራሕ ተሳትፎ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈትን ኣባላት ፌዴራል ፖሊስን ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.