Fana: At a Speed of Life!

ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንደቂ ሰባት ነፃነትን ክብርን ክብሉ ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።

እተን ከንቲባ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንጀጋኑ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝተሃነፀ ሓውልቲ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢረን።

ሕቑፊ ዕንበባ ብምቕማጥ ጀጋኑና ዘኪርና ኣለና ብምባል፥ ንሰላም ዓለም ክብሉ ህይወቶም ዝገበሩ ኣቦታትና ታሪኮም ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.