Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ መረፃ ምስ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንመረፅቲ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሰርተፊኬት ኣፍልጦ ምስ ዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበረሰብ ይዛተ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ኣፍልጦ ዝተውሃቦም 65 ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡

ቦርድ መረፃ ንዝተፈላለዩ ሲቪል ማሕበራት ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ኣፍልጦ ምሃቡ ይዝከር፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.