Fana: At a Speed of Life!

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰሜን ኮሪያ ንመጀመርታ ጊዘ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰሜን ኮሪያ ንመጀመርታ ጊዘ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።

ናይታ ሃገር ጣቢያ ቴሌቪዥን ከምዝበሎ፥ ዓሌት እቲ ዝተረኸበ ቫይረስ ኣሚክሮን ቫይረስ ኢዩ።

ስለዝኾነ ምርካብ እቲ ቫይረስ ስዒቡ ጥቡቕ ገደብ ምንቅስቓስ ተነቢሩ ኣሎ።

መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን፥ ምውዛዕ እቲ ቫይረስ ንምግታዕ ኣብ መላእ እታ ሃገር ጥቡቕ ገደብ ምንቅስቓስ ንእወጅ ኣዚዞም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.