Fana: At a Speed of Life!

ተሃናፂት ሕጊ ኣገዲዱ ዝደፈረ ፖሊስ ብትሽዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሃናፂት ሕጊ ኣገዲዱ ብምድፋር ዝተኸሰሰ ፖሊስ ብትሽዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፃዕ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወሲኑ።

እቲ ቤት ፍርዲ ትማሊ ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ተኸሳሲ ብዝተኸሰሰሉ ገበን ጥፍኣተኛ ኮይኑ ብምርካቡ ኢዩ እቲ ውሳነ ቅፅት ኣመሓላሊፉሉ፡፡

ፖሊስ ብሰበብ ምርመራ ተሃናፂት ሕጊ ከምዝደፈረ ብመሰኻኽርን መረዳእታ ሕክምናን ብምርግጋፁ ብትሽዓተ ዓመት ፅኑዕማእሰርቲ ንኽቕፃዕ ከምዝተወነሉ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.