Fana: At a Speed of Life!

ተርሚናል-1 መተኣናገዲ ተጓዓዝቲ ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል-1 መተኣናገዲ ተጓዓዝቲ ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክፍቲ ከምዝኸውን ተገሊፁ።

እቲ ተርሚናል ድሕሪ ዝተገበረሉ ሕድሳትን ምስፍሕፋሕን ስራሕ ሙሉእ ብሙሉእ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኸውን እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ዕላዊ ገይሩ።

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኩሎም መገዲ ኣየራት ውሽጢ ዓዲ ከምኡውን ካብ መገዲ ኣየራት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበሩ በረራታት በቲ ዘበናዊ ተርሚናል -1 ቅልጡፍ ኣገልግሎት ከምዝረኽቡ ኣብሪሁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.