Fana: At a Speed of Life!

ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ስንቅ የሰናድኣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ስንቂ ንምግባር ኣብ ምስንዳእ ከምዝኾና ኣፍሊጠን።

ኣበር ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ስንቂ እናሰናድኣ ከምዝኾና ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.