Fana: At a Speed of Life!

ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ወንጂ ሸዋን መተሃራን ስርሑ ብምዝዛም ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ።

ሓፈሻዊ ኣካያዲ ስራሕ ቁፅሪ ሓደን ሰለስተን ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ጥበቡ ማሞ፥ እቲ ቴክኒካል ጉጅለ ነቲ ፋብሪካ ምስ ፋብሪካን ስራሕቲ ግብርናን ብዝተዛመደ ዘጋጠሙዎ ዘለዉ ፀገማት ዝፈትሕ መስተኻኸሊ ሓሳብ ከቕርብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.