Fana: At a Speed of Life!

ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ 533 ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊብዝተገበረ 4 ሺሕን 871 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 533 ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ስለዝኾነ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 103 ሺሕን 928 በፂሑ ኣሎ።

ብኻሊእ መዳይ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ 64 ሺሕን 593 ሰባት ካፍቲ ሕማም ድሒኖም።

ትማሊ 13 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይውቶም ዝሓለፈ እንትኸውን፥ ብሓፈሻ 1 ሺሕን 601 ሰባት ህይወቶም ሓሊፊ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.