Fana: At a Speed of Life!

ትራምፕ ንምኽሳስ ዘብቅዕ ድጋፍ ኣባላት ሰኔት ከምዘይተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013ዓም(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ ሓደ ኣብ ካፒቶል ዝተኸስተ ናዕቢ ብምልዓል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ዶናልድ ትራማፕ ንምኽሳስ ዘድሊ ብዝሒ ክልተ ኢድ ናይ ሰለስተ ናይቲ ሰኔት ድጋፍ ኣይተረኽበን ተባሂሉ።

ኣባላት እቲ ሰኔት ሸውዓተ ኣባላት ርፐብሊካን ሓዊሱ 57 ድጋፍ ን43 ተቓውሞ ኣድሚፆም እዮም።

እንተኾነ ትራምፕ ንክኽሰስ ዘድሊ ብዝሒ 67 ናይ ድጋፍ ድምፂ እንትኸውን ብ10 ጎዲሉ ተባሂሉ።

እዚ ፈተነ ምኽሳስ ትራምፕ ንካልኣይ እዋን እዩ ዝካየድ ዘሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

<span;>ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.