Fana: At a Speed of Life!

ትካላት፥ ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ብምውዳድ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ምስ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብምዃን ሓደጋ ትራፊክ፣ ድሕንነት መገዲን ትራንስፖርት ባቡርን ንምሕላውን ምስ ዓውዲ ኣቬሽን ብሓባር ንምስራሕን ከምኡውን ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ብምውዳድ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

ላዕለዎት ኣመራርሓ እተን ትካላት ተመያዪጦም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ከምዝበልኡ÷ ነዳዲ ብሰብ ሞያ ተቖፃፀርቲ ትራንስፖርት ጥራሕ ንዝተዓለመሉ ንክውዕል ምግባር ኣፀጋሚ ኢዩ ኢለን።

ስለዝኾነ እቲ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ምስ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ስርዓት ኣሰራርሓ ብምዝርጋሕ ብምውዳድ ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.