Fana: At a Speed of Life!

ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ።

በቲ ስርዓት ክሳብ ሐዚ 20 ትካላት መንግስቲ ነቲ ኣገልግሎት ይረኽባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።

እቲ ስርዓት ልውውጥ ሓበሬታ፣ ቪዲዮ ኮንፈረንስ፣ ዴስክቶፕ ስታንዳርድ፣ ሓበሬታ ምሃብን ካልኦት ኣገልግሎታትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሁሪያ ዓሊ፥ ትካላት መንግስቲ ንዜጋታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንክህባ ንምግባር ንባዕልተን ብቴክኖሎጂ ክዝምና ኣለወን ኢለን።

ስለዝኾነ እቲ ፕሬጀክት ነተን ትካላት ዲጂታላይዝ ዝገብር ከምዝኾነ ኣብሪሀን።

ብምስሊ፣ ድምፅን ፅሑፍን ናይ ሓበሬታ ምልውዋጥ ምግባር ዘኽእል ስርዓት ከምዝኾነ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.