Fana: At a Speed of Life!

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ጋንታታ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዘራኽብ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ፡፡

እቲ ፀወታ ፅባሕ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣደማ ከምዝካየድ ሓበሬታ ኣክሲዮን ማሕበር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

ሸገር ደርቢ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 29 ሕዳር ክካየድ ዝነበረ ይኹን እምበር ምስ እዋናዊ ጉዳያት ፀፅታ ተተሓሒዙ ክናዋሕ ከምዝተገበረ ይዝከር፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.