Fana: At a Speed of Life!

ቻይናን ሩሲያን ሰፊሕ ሓበራዊ መታደራዊ ልምምድ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ሩሲያን ኣብ ከባቢ ማእኸላይ ሰሜን ቻይና ሰፊሕ ሓበራዊ መታደራዊ ልምምድ ይገብራ ኣለዋ።

“ምትሕብባር – 2021” ተባሂሉ ኣብ ዝተፀውዐ ሓበራዊ ልምምድ፥ 10 ሺሕ ዝኾኑ ኣባላት ሓይሊ ምድሪን ኣየርን ተሳቲፎም፡፡

ሩሲያ ንልምምድ ዝኾና ተዋጋእቲ ጀታት፣ ሞተራይዝድ መሳርሒታትን ስርዓታት መቃወሚ ኣየርን ናብ ቻይና ከምዝለኣኸት ተሓቢሩ፡፡

እቲ ልምምድ ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ዝቕፅል ዓርቢ ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ሓበራዊ ድሕንነት ንምርግጋፅ ዝዓለመ ልምምድ ከምዝኾነ ኢዩ ተሓቢሩ ዘሎ፡፡

ፍልፍል÷ ኣልጀዚራ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.