Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ኣብ ገማግም ባሕራ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ተሃንፅ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ መጠን ሰደድ ካርቦን ንምንካይ ብዝብል ኣብ ገማግም ባሕራ ተርባይናት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ እናሃነፀት ከምዝኾነት ኣፍሊጣ።

ብምዃኑ ኣብ ቢጫ ባሕሪ 40 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ 150 ተርባይናት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ እናሃነፀት ትርከብ።

እቲ ሓይሊ ንፋስ ን 1 ሚሊየን ሓረስቶት ዓመታዊ ጠለብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ኣብ ገምገም ባሕሪ ሩዶንግ ብ12 ቢሊየን ዩዋን ዝተሃነፀ መፈልፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ንፋስ ብዘፈልፍሎ ያይሊ ኤሌክትሪክ ኣብታ ሃገር ልዑል ብፅሒት ከምዝሕዝ ተሓቢሩ፡፡

በአሁኑ ወቅት የንፋስ ኃይል በቻይና በስፋት ጥቅም ላይ እየዋለ የሚገኝ ታዳሽ ኃይል መሆኑ ይነገራል

ኣብዚ ሕዚ እዋን ሓይሊ ንፋስ ኣብ ሃገረ ቻይና ብስፍሓት ኣብ ጥቕሚ እናወዓነለ ዝርከብ ዝሕደስ ሓይሊ ከምዝኾነ ይዝረብ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.