Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኦሞ እኩይ ተግባር ህወሓትን ሸኔን ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ወፍሪ ህልውና ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ።

ነበርቲ እቲ ዞባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናብፀሖ ዝርከብ ንዋታዊን ሰብኣዊን ጉድኣት ኮኒኖም።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ኣይትፈርስን፣ ታሪኽ ዓወት ዓድዋ ኣብ መቓብር ጁንታ ክድገም ኢዩ ዝብሉን ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተገበረ ዝርከብ ናይ ወፃ ሚዲያታት ናይ ሕሶት ወፍሪ ዝኹንኑ መልእኽቲታት ተመሓላፊፎም፡፡

ብተመሳሳሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝቃወምን ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ወረዳ ኣማሮ ከታ ኬሌን ዞባ ዳውሮን ተኻይዱ ኢዩ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.