Fana: At a Speed of Life!

ነበር ፕሬዚዳንት ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።

ብተወሳኺ ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣዲሱ ለገሰን ነበር ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደር ኣሊ ኣብዶን ኣብቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም።

ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ ኣቦታትና ዝኸፈልዎ መስዋእትነት ዝምጥን ዝኽሪ በዚ ልክዕ ብምርኣይና ሕጉሳት ኢና ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.