Fana: At a Speed of Life!

ነጥቢ መእተዊ ፈተና ሃገራዊ ፕሮግራም ድሕረ ምረቓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ፥ ነጥቢ መእተዊ ፈተና ሃገራዊ ፕሮግራም ድሕረ ምረቓ ዕላዊ ገይሩ።

ኣብ መንግርስዊን ዘይመንግስታዊን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብምእታው ንምምሃር ንዝደሊዩ ኣመልከትቲ ብሙሉኦም ብብርኪ ሃገር ዝወሃብ መእተዊ ፈተና ድሕረ ምረቓ ዝሓለፉ ጥራሕ ክኸውን ከምዝግባእ ኣንፈት ምውሃቡ ይዝከር።

ኣፈፃሚ ስራሕ ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን እቲ ሚኒስቴር ኣመለወርቅ ህዝቂኤል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ብሓፈሻ ካብ ዝወሃቡ ሕቶታት 62(50 ሚኢታዊት)ን ካብኡ ንላዕሊን ሕቶታት ዝመለሱ ወይ 80 ሚኢታዊት ዝረኸቡ ተፈተንትቲ ጥራሕ ክመሃሩ ኣብ ዝደልይሉ ትካል ብምምልካት ክመሃሩ ይኽእሉ ኢዮም።

እተን ትካላት ውፅኢት ፈተና እቶም ኣመልከትቲ ብምርኣይ ትኽክለና ምዃኑ ከረጋግፃ ከመዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.