Fana: At a Speed of Life!

ኒያላ ኢንሹራንስ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኒያላ ኢንሹራንስ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ።

ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዝተረኸቡ ፍሉጣት ሰባት እቲ ኩባኒያ ንዝፈፀሞ ዕድጊት አመስጊኖም።

ኒያላ ኢንሹራንስ አክሲዮን ማህበር ናይ ሐዚ ዕድጊት ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ በድምር ብልዕሊ 90 ሚሊየን ብር ዕድጊት ቦንድ ከምዝፈፀመ ተገሊፁ።

ንህንፀት እቲ ግድብ ክሳብ ሐዚ ብተሳትፎ ህዝቢ 17 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ።

ብመለሰ ምትኩ

ፎቶ:- ካብ ዋልታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.