Fana: At a Speed of Life!

ናብቲ ጉጅለ ራዕዲ ክልኣኽ ዝነበረ ልዕሊ 5 ናይ ክላሽን ጥይት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ናብቲ ጉጅለ ራዕዲ ክልኣኽ ዝነበረ ልዕሊ 5 ናይ ክላሽን ጥይት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።

ተወካሊ ክትትል ሓይሊ ዘመቻ እቲ እዚ ሻለቃ ጌታቸው ዋሬ ÷ እቲ ጥይት ኣብ ክልተ ቁፃር ብኣድጊ ተፃዒኑ እንትኸይድ ኣብ ጫካ ከምዝተትሓዘ ተዛሪቦም።

እቲ ጥይት ናብቲ ጉጅለ እንተዝበፅሕ ዘስዕቦ ጉድኣት ዝኸፍአ ከምዝነበረ ሻለቃ ጌታቸው ገሊፆም።

እቲ ጉጅለ ሽብር ዝረኸቦም ሎጀስቲካዊ ዝኾኑ ደገፋት ተኸታቲልካ ኣብ ዘይተሓሰበ ጊዘ ኣብ ቁፅፅር ምውዓል እቲ ጉጅለ ብዝበለፀ የዳኽሞ ኢዩ እውን ኢሎም።

እቲ ሰራዊት ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምትሕብባር ክሳብ መወዳእታ ንምድምሳስ ዘየቋርፅ ስራሕቲ የስራሕ ከምዘሎ እውን ምዝራቦም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.