Fana: At a Speed of Life!

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ድሉዋት ዝኾኑ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ንምዃን ፃውዒት ዝተቐበሉ ምልምል መናእሰይ ዞባ ማእኸላይ ጎንደር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ምፍናው ተገይሩሎም። ዞን ምልምል የመከላከያ ሰራዊት ወጣቶች ሽኝት ተደረገላቸዉ።

እቶም ምፍናው ዝተገበረሎም ምልምል ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ካብ ወረዳታትን ከተማታትን ዞባ ማእኸላይ ጎንደር ዝተውፃእፅኡ ኢዮም።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዞባ ማእኸል ጎንደር ኣይተ ኣምሳል ኣማረ፥ እቲ ዞባ ቅድሚ ሕዚ ሃገር ካብ ወራሪ ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ብክልተ ዙር ምልምል ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ናብ ማእኸል ስልጠና ከምዝለኣኸ ገሊፆም።

እቶም ምልምል መናእሰይ ስልጠነኦም ዘዛዚሞም ዶብ ሃገሮም ንምኽባርን ወራሪ ትህነግ ንምድምሳስ ድሉዋት ከምዝኾኑ ምግላፆ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.