Fana: At a Speed of Life!

ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝተልኣኹ እንስሳት ልዕሊ 9 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝተልኣኹ እንስሳት ልዕሊ 9 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።

ሓላፊ ዴስክ እንስሳትን ተዋፅኦ እንስሳትን ዕዳጋ ንግዲ ወፀኢ እቲ ሚኒስቴር ኣበበ ታደሰ፥ እተን እንስሳት ናብ የመን፣ ኦማን፣ ጂቡቲ፣ ሶማሊያ፣ ሊቢያን ስዑዲ ዓረብን ከምዝተልኣኻ ሓቢሮም።

ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝተልኣኻ እንስሳት ልዕሊ 9 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ እውን ተዛሪቦም።

ብዮሐንስ ደርበው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.