Fana: At a Speed of Life!

ናይ ምትሕግጋዝን ምርድዳእን  ባህልና ብምቕፃል ነኒሕድሕድና ደጀን  ክንከውን ይግበአና – ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ምትሕግጋዝን ምርድዳእን  ባህልና ብምቕፃል ነኒሕድሕድና ደጀን  ክንከውን ይግበአና  ክብሉ ምክትል ክንተባ ከተማ ኣድስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕ፤ ኢንተርፕራይዝን ልምዓት ኢንዱስትሪን ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም።

ኣይተ ጃንጥራር ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወረዳ 8 ምምሕዳር ብምርካብ ኣባይቲ ዓቕመ ድኹማን ንምሕዳስ  ተግባር  ኣብ ዘጀመረሉ እዋን ኢዮም ነዚ ዝበሉ።

ዝፀንሐ ናይ ምትሕግጋዝን ምርድዳእን ባህልና  ኣብ ምቕፃል  ነኒሕድሕድና ደጀን ምዃን ይግበአና ክብሉ ድማ ተዛሪቦም፡፡

ዋና ኣፍፃሚ ስራሕ ክፍለ ክተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ሽታዮ መሓመድ  ብወገነን፥  ሕድሳት ኣባይቲ ስራሕና ኣብ ቐፀላኢ ክልተ ኣዋርሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል  እዩ ምባሎም ካብቲ ክፍለ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.