Fana: At a Speed of Life!

ናይ ውግእ ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤፍ-16 ዝዓይነታ ናይ ውግእ ኣውሮፕላን (ጀት) ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ከባቢ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ እዋን ኣብ ልሊ ጦር ኣውሮፕላን ተመሳሳሊ ሓደጋ እንተጋጥመን እዚ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እታ ናይ ውግእ ኣውሮፕላን ኣብ ደቡብ ኮሪያ ጉንሳን ተባሂሉ ኣብ ዝፅዕ ጠረፍ ማያዊ ኣካል ከምዝወደቐት ጦር ኣሜሪካ ኣፍሊጡ፡፡

ሓደጋ ምሕምሻሽ ዘጋጠማ ተዋጋኢት ኣውሮፕላን ኣብ ልሳነ ምድሪ ምዕራብ ኮሪያ ኣብ ዝርከብ ማያዊ ኣካል ስልጠና ልኡኽ እናወገነት ከምዝነበረት ተሓቢሩ፡፡

መበገሲ እቲ ሓደጋ ንምፅራይ ምርመራ ከምዝተጀመረ እውን ሲ ኤን ኤን ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.