Fana: At a Speed of Life!

ንህንፀት ትካል ልምዓትን ሓገዘን ኣውሊያ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት በዓል 19 ደብሪ ትካል ልምዓትን ሓገዘን ኣውሊያ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ።

እቲ እምነ ኩርናዕ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሼኽ መሓመድ ቢን ዓብዱልከሪም ኣል ኢሳ ኣንቢረሙዎ።

ከንቲባ ኣዳነች፥ ንዘበናት ትውልዲ ብምድጋፍ ንዝፍለጥ ኣውሊያ ዝግበር ደገፍን ምትሕብባርን መርኣያ ሓድነት ኢዩ ምባለን ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.