Fana: At a Speed of Life!

ንህዝቢ ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ሕቶታት ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ክስራሕ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ሕቶታት ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ክስራሕ ኢዩ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ እንትካየድ ዝነበረ ወርክሾፕ ምድላው ትራንስፎርሜሽናል ትልሚ እንትኽንበት እተን ከንቲባ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣብታ ከተማ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ ንኸኽእል ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መንግስቲ ምስራሕ ይግባእ ኢለን።

ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ቀረብ ኣባይቲ፣ ምምሕዳር ልምዓት መሬት፣ ኣተኣኻኽባ ኣታዊን ትራንስፖርትን ለውጢ ዘምፅኡ ሸቶታት ኣብ ዝተገበረ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ፍሉይ ትኹረት ሂብካ ምስራሕ ትፅቢት ይግበር ኢለን።

ውፅኢት ንምምፃእ ብዘይዕረፍቲ ምቅላስ ይግባእ ክብላ ምግላፀን ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.