Fana: At a Speed of Life!

ንህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ኣሎ-ምሩኻት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ትግራይ ተባሂሉ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ከምዘሎ ኣብ ግንባር ወልቃይት ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኣቃሊዖም።

ንፁሃን ብግፍዒ ምቕታል፣ ንብረት ምዝማት፣ መሰረተ ልምዓታት ምዕናው ዘሕፍር ባህሪ እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሩባ ተከዘ ዝተሃነፀ ድልድል ብከበድቲ ኣፅዋር በምድብዳብ ጉድኣት ከምዘብፀሐሉ ገሊፆም።

እቶም ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ውቅዒት ሰራዊት ምክካል ሃገር ናይ ምምካት ዓቕሚ ስለዘይብሉ ኣብዝሓ ዕጡቓት ንኣራዊት ሽሻይ ይኾኑ ከምዘለዉ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.