Fana: At a Speed of Life!

ንህዝቢ ዘይጠቅም፣ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ዝጎድእ መምርሒ እንተልዩ ፈትሽና ክነመዓራርዮ ኢና- ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ<span;> ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ማሕበረሰብ ንግድን ሰብ ሃፍትን መድረኽ  ዘተ ኣካይዶም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘመሓለዘለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ዝባኽን፣ ዝንጠባጠብ ዓቕሚ ክህሉ ኣይንፈቅድን ኢሎም።

ህዝቢ ዝኣምነሉ ስራሕ ካብ ምፍፃም ወፃእ ካልእ ምንም ኣይንገብርን ዝበሉ ኣይተ ጌታቸው፥ መዐቀኒ ኩሉ ነገገር ዝዕቀን  ብመንፅር ምርግጋፅ ረብሓን መሰልን ህዝቢ እዩ ክብሉ ገሊፆም።

ንህዝቢ ዘይጠቅም፣ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ዝጎድእ መምርሒ እንተልዩ ፈትሽና ክነመዓራርዮ ኢና ምባሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
<span;>ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.