Fana: At a Speed of Life!

ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬስ ሴክሬታሪት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይህብ ኣሎ፡፡

እቲ ስልጠና፥ “ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ዲጂታል ዘበን”ን “ናይ ቀውሲ ኮሙዩኒኬሽንን” ብዝብል ርእሲ እናተኻየደ ምዃኑ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብ ሞንጎ ኮሙዩኒኬተራት ጥንኩር ምትእስሳር ብምፍጣር ስነ-ምህዳር ብሄራዊ ርክብ ንምጥንኻር ኣብ ዝግበሩ ፃዕሪታት ሓደ ኣካል ዝኾነ ስለጠና ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.