Fana: At a Speed of Life!

ንባዕልኻ ንህዝቢን ሃገርን ንምግልጋል ድሉው ምግባር ክብሪ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ከተማ ክሳብ ወረዳ ሓደሽቲ ንዝመደቡ ኣመራርሓታት ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ምውፋር ስራሕ ይወሃብ ኣሎ።

ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መኽፈቲ ብዝገበረኦ መደረ ንህዝቢን ሃገርን ንምግልጋል ንባዕልኻ ድሉው ምግባር ክብሪ ኢዩ ክብላ ገሊፀን።

እቲ ዘተ ምውፋር ስራሕ፥ “ንልኡኽቶ ሓዱሽ ምዕራፍ ድሉው ኢየ” ዝብል መሪሓ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።

በቆንጅት ዘውዴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.