Fana: At a Speed of Life!

ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ መራኸቢ ሬዲዮታት ዓውደ ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ውሽጢ ሃገር ብምእታው ኣብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ መራኸቢ ሬዲዮታት ዓውደ ኲናት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ዞባ ጌዴኦ ኣፍሊጡ፡፡

እቶም ዘይሕጋዊ መራኸቢ ሬዲዮታት መበገሲኦም ሞያሌ ከምዝነበረ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ጌዴኦ ኮማንደር ግርማ በየነ ተዛሪቦም፡፡

ምስቲ ዘሕጋዊ ተግባር ተተሓሒዙ ድማ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ጉዳዮም እናተፃረየ ከምዝኾነ ኣብሪሆም፡፡

ፖሊስ ምስ ሕብረተሰብ ብምውዳድ ምስርሑ እቶም ዘይሕጋዊ መራኸቢ ሬዲዮታት ንኽተሓዙ ዝተገበረ ምንቅስቓስ ዕዉት ከምዝገበሮ ሓበሬታ ፖሊስ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ የመላኽት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.