Fana: At a Speed of Life!

ንተፈናቐልቲ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ዝተገበሩ ድጋፋት ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ዝተገበሩ ድጋፋት ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረኪቡ።

ካብ ሽዱሽተ ዩንበቨርስቲታት ዝተኣከቡ እቶም እታዎታት ምግብን ናውቲን፥ ክልል ዓፋር ምስ ትግራይ ኣብ ዘዋስኑ ከባቢታት ጉጅለ ህወሓት በዝከፈቶ ጦርነት ካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ኢዩ ተዋሂቡ።

ፕሬዝዳንት ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር መሀመድ ኡስማን፥ ሰመራ ዩንቨርስቲ ዝገበሮ ድጋፍ ሓዊሱ እቶም ሽዱሽተ ዩንቨርስቲታት ዝገበርዎ እታዎታት ምግብን ናውቲን ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሀጂ አወል አርባ ምርካቦም ካብቲ ዩንቨርስቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.