Fana: At a Speed of Life!

ንክብሪ ሃገር ደው ምባል ካብ መንፈስ ዓወት ዓድዋ ምምሃር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሽጣዊ ሓድነት ብምጥንኻር ንክብሪ ሃገር ደው ምባል ካብ መንፈስ ዓወት ዓድዋ ምምሃር ከምዝግባእ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣገንዚቦም።

“ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ 128 ዓመት ዓወት ዓድዋ ኣብ ሓይሊ ኣየር ተኸቢሩ።

ሌተናል ጄኔራል ይልማ፥ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊያን ሓድነቶምን ህብረ ብሄራዊነቶምን ብተግባር ዘረጋገፀ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ሃገራት ወፃኢ ብምዃን ስም ሰራዊትና ንምጥፋእ ዝረባረቡ ሽርሒ ጉጅለታት ጥፍኣት ምፍሻል ከምዝግባእ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.