Fana: At a Speed of Life!

ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን መኽሰብ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን  መኽሰብ ከምዝረኸበ ገሊፁ።

ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢቲዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋር እቲ ኩባኒያ ዝጠመተ መግለፂ ሂበን።

ኣብቲ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ብር 42 ነጥቢ 9 ቢሊየን  ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተዛሪበን።

ካብዚ እቲ ብር 11 ቢሊየን  መኽሰብ ከምዝኾነ ኣብሪሀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.