Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ 600 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 127 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ 600 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም።

ካብ ሞንጎ እቲ 600 ሚሊየን ዶላር እቲ 200 ሚሊየን ዶላር ብመልክዕ ሓገዝ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ እቲ 400 ሚሊየን ዶላር ብመልክዕ ልቓሕ ኢዩ።

እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓተ ምግቢ ንምምሕያሽን ሓደጋ ሕፅረት ምግቢ ንምንካይን ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሕፅረት ምግቢ ኣለወን ተባሂለን ኣብ ዝተፈለያ ክፋላት እታ ሃገር ንምንካይ ኢሉ እውን ስርዓተ ምግቢ ንምምሕያሽ ዝውዕል ገንዘብ ከምዝኾ እውን ተሓቢሩ።

ካብዚ ሓሊፉ ልምዓት ኢኮኖሚ ሰበኽ ሳግም ብምድንፋዕ ንድርቂ ተቓላዕነቶም ንምንካይ ከምዝውዕል ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.