Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም።

ኣብቲ ሰነድ፥ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)ን ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር መንሱር ቢን ሙሳለምን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ኣባል ሃገራት እቲ ትካል ዕድላት ህንፀት ዓቕሚ፣ ንመናእሰይ ዝኸውን ዕድል ትምህርቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብምጥዕዕምን ልውውጥ ልምዲ ንክህሊ ብምግባርን ኢሉ እውን ስራሕቲ እቲ ዓውዲ ብሓባር ንምስራሕ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ።

በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኢትዮጵያ ፅርየት ዘለዎ ስርዓተ ትምህርቲ ንምህናፅ ፃዕሪ ትገብር ከምዘላ መግላፆም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.